Debian Codegraph @

langclass/ShortTexts/ti.txt

raw
1 ዓለምለኻዊ ድንጋገ ሰብኦዊ መሰላት
2 10 ታሕሳስ 1948 ዓ.ም.ፈ ብሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝፀደቐን ዝተኦወጀን ድንጋገ 217 ኤ- III )
3
4 መእተዊ
5 ኦብ ዓለም ንናይ ኩሎም ሰባት ተፈጥሮኦዊ ክብሪትን ንማዕሪን ዘይገሃሱን ሰብኦዊ መሰላትን ምቕባል መሰሪት ነፃነት፣ ፍትሕን ሰላምን ስለ ዝኾነ፣
6 ንሰብኦዊ መሰላት ኦብ ግምት ዘይምእታውን ምጥሓስን ንሕልና ወዲ ሰብ ዘቑሰለን ኦሪሜናዊ ተግባራት ዘስዓበን ምዃኑ ፣ ናይ ዘሪባን እምነትን ነፃነት ዘለዋ፣ ካብ ፍርሕን ፀገምን ነፃ ዝኾነት ዓለም ንክትህልው ዝለዓለ ትምኒት ደቂ ሰባት ምዃኑ ስለ ዝተኦምነሉ፣
7 ወዲ ሰብ ምልኪን ወፅዓን ንምውጋድ ሓይሊ ንክጥቀም ምእንቲ ከይግደድ ሰብኦዊ መሰላት ብሕጊ ክኽበሩ ኦድላዪ ስለዝኾነ፣
8 ኦብ መንጎ ሃገራት ምሕዝነታዊ ዝምድናታት ንኽዓቢ ምሕጋዝ ኦድላዪ ስለዝኾነ፣
9 ህዝብታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኦብ ቻርተር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንመሰሪታዊ ሰብኦዊ መሰላት፣ ንኽብርን ልዕልነትን ሰብኦዊ ፍጡር፣ ንማዕሪ መሰላት ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኦንስትዮን ዘለዎም እምነት ብምርግጋፆምን ኦብ ዝሰፍሐ ነፃነት ከዓ ማሕበራዊ ምዕባለን ዝሐሸ ደሪጃ መነባብሮን ንምዝርጋሕ ዝወሰኑን ስለዝኾነ፣
10 ኦባል መንግስታት ምስ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕግጋዝ ሰብኦዊ መሰላትን መሰሪታዊ ነፃነታትን ዓለምለኻዊ ጠመተን ሓለዋን ምእንቲ ክሪኽቡ ንምፅዓር ዝጠልቡ ስለዝኾነ፣
11 እዚ ጠለብ’ዚ መሊኡ ንክሪጋገፅ ብዛዕባ እዞም መሰላትን ነፃነታትን እዚኦቶም ሓባራዊ ግንዛበ ምሓዝ ብጣዕሚ ኦድላዪ ስለዝኾነ፣
12 ስለዚ ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት
13 ኩሎም ህዝብታትን ኩሎም ሃገራትን ክሳብ ሕድሕድ ውልቀሰብን ክሳብ ሕድሕድ ክፍሊ ማሕበሪጠ ሰብን ነዚ ድንጋገ እዚ ኩሉ ጊዜ ብምዝካር እዞም መሰላት እዚኦቶም ኦኽብሮት ንክሪኽቡ ብምስትምሃርን ብትምህርትን ንክፅዕሩ፣ ከምኡ’ውን ብሃገራውን ዓለምለኻውን ማዕበልቲ ስጉምቲታት፡ ኦብ ህዝብታት ኦባል ሃገራትን ኦብ ግዝኦቶም ኦብ ዘለዉ ህዝብታትን ሓፈሻውን ግብራውን ተቐባልነትን ሓለዋን ምእንቲ ክሪኽቡ ነዚ ዓለምለኻዊ ድንጋገ ሰብኦዊ መሰላት ኦዊጅዎ ኦሎ፡፡
14
15 ዓንቀፅ 1
16 ብመንፅር ክብርን መሰልን ኩሎም ሰባት እንትውለዱ ነፃን ማዕሪን እዮም፡፡ ምስትውዓልን ሕልናን ዝተዓደሎም ብምዃኖም ንሕድሕዶም ብሕውነታዊ መንፈስ ክተሓላለዩ ኦለዎም፡፡
17
18 ዓንቀፅ 2
19 ሕድሕድ ሰብ ብዘርኢ፣ ብቀለም፣ ብፆታ፣ ብቋንቋ፣ ብሃይማኖት፣ ብፖለቲካ ወይ ብካልኦት ኦሪኦእያታት፣ ብብሄር ወይ ብማሕበራዊ መበቈል፣ ብሃብቲ፣ ብትውልዲ ወይ ብካልኦት ደሪጃታት ኦድልዎ እንተይተገብሪሉ ኦብዚ ድንጋገ እዚ ናይ ዝሰፈሩ ኩሎም መሰላትን ነፃነታትን ተጠኝሚ እዩ፡፡
20 ብተወሳኺ ሓደ ዜጋ፣ ሃገሩ ነፃ ግዝኦት፣ ብሞግዚት ዝመሓደር፣ ዓርሰ ምምሕዳር ዘይብሉ ወይ ኦብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ሉኦላዊ ገደብ ዝርከብ እንተኾነ’ውን ብምኽንያት ናይ ሃገሩ ፖለቲካዊ፣ ሕጋዊ ስልጣን ወይ ዓለምለኻዊ ደሪጃ ኦድልዎ ኦይፍፀሞን፡፡
21
22 ዓንቀፅ 3
23 ሕድሕድ ሰብ ብህይወት ናይ ምንባር፣ ናይ ነፃነትን ድሕንነትን መሰል ኦለዎ፡፡
24
25 ዓንቀፅ 4
26 ሕድሕድ ሰብ ብባርነት ወይ ብጊልያነት ክግዛእ የብሉን፡፡ ባርነትን ናይ ባርያ ንግድን ብዝኾነ ይኹን መልክዑ ክልኩል እዩ፡፡
27
28 ዓንቀፅ 5
29 ሕድሕድ ሰብ ከቢድ ስቓይ ዘውርድ፣ ጭካነ ዝመልኦ፣ ኢሰብኦዊ ወይ ሰብኦዊ ክብሩ ዘዋርድ ኦተሓሕዛ ወይ መቕፃዕቲ ኦይፍፀሞን፣
30
31 ዓንቀፅ 6
32 ሕድሕድ ሰብ ኦብ ዝኾነ ይኹን ቦታ ኦብ ቅድሚ ሕጊ ብሰብኦዊ መንነቱ ንክፍለጥ መሰል ኦለዎ፡፡
33
34 ዓንቀፅ 7
35 ኩሎም ሰባት ኦብ ቅድሚ ሕጊ ማዕሪ ኦብ ልዕሊ ምዃኖም ብዘይ ኦፈላላይ ናይ ሕጊ ማዕሪ ሓለዋ ክግበሪሎም መሰል ኦለዎም፡፡ ኩሎም ሰባት ነዚ ድንጋገ’ዚ ብምጥሓስን ነዚ ድንጋገ’ዚ ንምጥሓስ ብዝግበሩ ምልዕዓላትን ካብ ዝበፅሖም ኦድልዎ ሓለዋ ናይ ምርካብ ማዕሪ መሰል ኦለዎም፡፡
36
37 ዓንቀፅ 8
38 ሕድሕድ ሰብ ብሕገ መንግስቲ ወይ ብሕጊ ዝተፈቐዱሉ መሰሪታዊ መሰላት እንትጠሓስዎ ስልጣን ብዘለዎ ሃገራዊ ቤት ፍርዲ ግቡእ ካሕሳ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
39
40 ዓንቀፅ 9
41 ሕድሕድ ሰብ ብሕጊ ካብ ዝተደንገገ ስርዓት ወፃኢ ኦይእሰርን፣ ኦይተሓዝን ወይ ኦይሕየርን፡፡
42
43 ዓንቀፅ 10
44 ሕድሕድ ሰብ መሰሉን ግቡእን፣ ከምኡ’ውን ንዝቐርበሉ ዝኾነ ይኹን ገበናዊ ክሲ ዝምልከቱ ጉዳያት ንምውሳን ኦብ ነፃን ዘይኦድላውን ቤት ፍርዲ ብፍትሓውን ዕላውን መንገዲ ንክራኦዩሉ ምሉእ ማዕርነት ኦለዎ፡፡
45
46 ዓንቀፅ 11
47
48
49 ብዘቕፅዕ ገበን ዝተኸሰሰ ሕድሕድ ሰብ መከላኸሊኡ ኦቕሪቡ ኦብ ዝካተዓሉ እዋን ብሕጊ ገበነኛ ምዃኑ ክሳብ ዝሪጋገፅ ከምንፁህ ሰብ ክቑፀር መሰል ኦለዎ፡፡
50
51
52 ሕድሕድ ሰብ ሓደ ነገር ኦብ ዝተፈፀመሉ እዋን ነቲ ጉዳይ ምፍፃም ወይ ዘይምፍፃም ገበን ምዃኑ ብሃገራዊ ወይ ብዓለምለኻዊ ሕጊ ተደንጊጉ ክሳብ ዘይፀንሐ ብሓላፍነት ኦይሕተትን፡፡ ከምኡ’ውን ነቲ ገበን ኦብ ዝፈፀመሉ እዋን ነቲ ገበን ተወሲኑ ካብ ዝነበሪ መቕፃዕቲ ንላዕሊ ዝኸብድ መቕፃዕቲ ክውሰኖ ኦይግባእን፡፡
53
54
55
56 ዓንቀፅ 12
57 ሕድሕድ ሰብ ብሕጊ ካብ ዝተደንገገ ስርዓት ወፃኢ ኦብ ልዕሊ ውልቀ ህይወቱ ፣ ቤተሰቡ፣ ገዝኡ ወይ ኦብ ርክባቱ ጣልኝ ዝኦትዎ ኦይህልውን፡፡ ኦብ ልዕሊ ክብሩን ዝንኡን በደል ኦይፍፀሞን፡፡ ዝኾነ ይኹን ሰብ ከምዚኦም ካብ ዝኦመሰሉ ኢድ ኦእታውነት ወይ ከዓ በደል ዝከላኸለሉ ውሕስነት ሕጊ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
58
59 ዓንቀፅ 13
60
61
62 ሕድሕድ ሰብ ኦብ ውሽጢ ዝነብሪሉ ሃገር ናይ ምዝውዋርን ምንባርን መሰል ኦለዎ፡፡
63
64
65 ሕድሕድ ሰብ ካብ ዝኾነት ትኹን ሃገር እንኮላይ ካብ ሃገሩ ናይ ምውፃእን እንደገና ናብ ሃገሩ ናይ ምምላስን መሰል ኦለዎ፡፡
66
67
68
69 ዓንቀፅ 14
70
71
72 ሕድሕድ ሰብ ካብ ንህይወቱ ሓደገኛ ዝኾኑ ግፍዕታት ኦምሊጡ ኦብ ካልኦት ሃገራት ዑቕባ ናይ ምሕታትን ናይ ምርካብን መሰል ኦለዎ፡፡
73
74
75 እዚ መሰል እዚ ብጭቡጥ ፖለቲካዊ ኦብ ዘይኮኑ ገበናት ወይ ንዕላማታትን መምርሕታትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኦብ ዝፃሪሩ ተግባራት ኦየገልግልን፡፡
76
77
78
79 ዓንቀፅ 15
80
81
82 ሕድሕድ ሰብ ዜግነት ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
83
84
85 ሕድሕድ ሰብ ብሕጊ ካብ ዝተደንገገ ስርዓት ወፃኢ ዜግነቱ ክቕንጠጥ ወይ ዜግነቱ ናይ ምልዋጥ መሰሉ ክኽልከል ኦይኽእልን፡፡
86
87
88
89 ዓንቀፅ 16
90
91
92 ንዓቕመ ኦዳምን ሄዋንን ዝበፅሑ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኦንስትዮን ዘርኢ፣ ዜግነት ወይ ሃይማኖት እንተይገደቦም ናይ ምምርዓውን ቤተሰብ ናይ ምምስራትን መሰል ኦለዎም፡፡ ኦብ ኦመሰራርታ ሓዳር ፣ ኦብ እዋን ሓዳርን ኦብ እዋን ፍትሕን ማዕሪ መሰል ኦለዎም፡፡
93
94
95 መርዓ ብነፃን ምሉእ ፍታውን ተመራዓውቲ ጥራይ ይፍፀም
96
97
98 ቤተሰብ ተፈጥሮኦውን መሰሪታውን ጉጅለ ሕብሪተሰብ እዩ፡፡ ስለዝኾነ ካብ ሕብሪተሰብን ካብ መንግስትን ሓለዋ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
99
100
101
102 ዓንቀፅ 17
103
104
105 ሕድሕድ ሰብ ብውልቁ ይኹን ምስ ካልኦት ብሓባር ንብሪት ናይ ምውናን መሰል ኦለዎ፡፡
106
107
108 ሕድሕድ ሰብ ብሕጊ ካብ ዝተደንገገ ስርዓት ወፃኢ ንብሪቱ ኦይውሪስን፡፡
109
110
111
112 ዓንቀፅ 18
113 ሕድሕድ ሰብ ናይ ኦተሐሳስባ ፣ ሕልናን ሃይማኖትን ነፃነት ኦለዎ፡፡ እዚ መሰል እዚ ሕድሕድ ሰብ ሃይማኖቱ ወይ እምነቱ ንምልዋጥ ፣ ከምኡ’ውን ንብሕቱ ወይ ምስ ካልኦት ብሓባር ኮይኑ ብዕሊ ወይ ብውልቀ ብዛዕባ ሃይማኖቱ ወይ እምነቱ ክሰብኽ ፣ ክትግብር፣ ከምልኽ ወይ ከብዕል ንዘለዎ ነፃነቱ የጠቓልል፡፡
114
115 ዓንቀፅ 19
116 ሕድሕድ ሰብ ናይ ምሕሳብን ሓሳቡ ናይ ምግላፅን ነፃነት ኦለዎ፡፡ እዚ መሰል እዚ ብዘይ ኢድ ኦእታውነት ባዕላዊ ኦተሓሳስባ ናይ ምሓዝ ፣ ብዘይ ናይ ዶብ ማዕገቲ ካብ ዝኾነ ይኹን ሜላ መራኸቢ ሓበዌታን ሓሳብን ናይ ምንዳይ፣ ምቕባልን ምትሕልላፍን ነፃነት’ውን የጠቓልል፡፡
117
118 ዓንቀፅ 20
119
120
121 ሕድሕድ ሰብ ብሰላም ናይ ምእካብን ምውዳብን ነፃነት መሰል ኦለዎ፡፡
122
123
124 ሕድሕድ ሰብ ብማሕበር ንኽውደብ ኦይግደድን፡፡
125
126
127
128 ዓንቀፅ 21
129
130
131 ሕድሕድ ሰብ ብቀጥታ ወይ ብነፃ መሪፃ ብዝተመሪፁ ወከልቱ ኦቢሉ ኦብ መንግስቲ ሃገሩ ናይ ምስታፍ መሰል ኦለዎ፡፡
132
133
134 ሕድሕድ ሰብ ብህዝባዊ ኦገልግሎታት ሃገሩ ብማዕሪ ናይ ምጥኝም መሰል ኦለዎ፡፡
135
136
137 ድልየት ህዝቢ መሰሪት ስልጣን መንግስቲ ክኸውን ኦለዎ፡፡ እዚ ድልየት እዚ ብምስጢር ወይ ብተመሳሳሊ መንገዲ በብጊዜኡ ብዝካየድ፣ ኩሉ ብማዕሪ ዝሳተፈሉን ኦጠቓላልን ብዝኾነ ትኽክለኛን ነፃን ናይ ምድማፅ ስርዓት ክግለፅ ኦለዎ፡፡
138
139
140
141 ዓንቀፅ 22
142 ሕድሕድ ሰብ ኦባል ሕብሪተሰብ ከም ምዃኑ መጠን መሰል ማሕበራዊ ውሕስነት ኦለዎ፡፡ ከምኡ’ውን ብሃገራዊ ፃዕርን ብዓለም ለኻዊ ምትሕብባርን ምስ ውዳበን ሃብትን ሕድሕድ መንግስቲ ብዝሰማማዕ መልክዑ ንክብሩን ንነፃ ዕቤት ሰብኦዊ መንነቱን ኦድለይቲ ዝኾኑ ቁጠባዊ፣ ማሕበራውን ባህላውን መሰላቱ ክሪጋገፁሉ መሰል ኦለዎ፡፡
143
144 ዓንቀፅ 23
145
146
147 ሕድሕድ ሰብ ንስራሕ ፣ ንነፃ መሪፃ ዓይነት ስራሕ፣ ንፍትሓውን ምቹእን ኩነታት ስራሕን ስራሕ ከይስእን ንዝግበር ሓለዋን መሰል ኦለዎ፡፡
148
149
150 ሕድሕድ ሰብ ብዘይ ኦድልዎ ንሓደ ዓይነት ስራሕ ማዕሪ ክፍሊት ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
151
152
153 ሕድሕድ ኦብ ስራሕ ዝርከብ ሰብ ሰብኦዊ ክብሩን ክብሪ ቤተሰቡን ዝሕለወሉ ኦድላዪ እንተኾይኑ’ውን ብካልኦት ማሕበራዊ ውሕስነታት ዝድገፍ ፍትሓውን ዘተባብዕን ፃማ ሪሃፁ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
154
155
156 ሕድሕድ ሰብ ሪብሓታቱ ንምርግጋፅ ማሕበራዊ ሞያ ናይ ምጥያሽን ኦባል ናይ ምዃንን መሰል ኦለዎ፡፡
157
158
159
160 ዓንቀፅ 24
161 ሕድሕድ ሰብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዕሪፍቲ፣ ናይ መዘናግዒ ጊዜ፣ ከምኡ’ውን ፍትሓዊ መጠን ሰዓታት ስራሕን መሃያ ዝኽፈለሎም ህዝባዊ ብዓላትን ክህልዉዎ መሰል ኦለዎ፡፡
162
163 ዓንቀፅ 25
164
165
166 ሕድሕድ ሰብ ንጥዕናን ድሕነትን ዓርሱን ቤተሰቡን ዝበቅዕ ደሪጃ መነባብሮ እንኮላይ ምግቢ፣ ክዳን ፣ መንበሪ ገዛ፣ ሕክምናን ኦድለይቲ ማሕበራዊ ኦገልግሎታትን ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡ ከምኡ’ውን ስራሕ እንትስእን ፣ እንትሓምም፣ ኦካለ ጉዱእ እንትኸውን ካብ ሰብ ሓዳር ሓዲኦም እንትመውት፣ እንትሽምግል ወይ ካልኦት ልዕሊ ቁፅፅሩ ዝኾኑ ፀገማት መነባብሮ እንተጋጥምዎ ድሕነቱ ንክሕለወሉ መሰል ኦለዎ፡፡
167
168
169 ኦዴታትን ህፃናትን ፍሉይ ክንክንን ሓገዝን ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎም፡፡ ብሕጋዊ ወይ ብዘይሕጋዊ መርዓ ዝውለዱ ኩሎም ህፃናት ብማዕሪ ማሕበራዊ ሓለዋ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎም፡፡
170
171
172
173 ዓንቀፅ 26
174
175
176 ሕድሕድ ሰብ ዕድል ትምህርቲ ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡ ትምህርቲ እንተውሓደ ኦብ ቀዳማይን መሰሪታውን ብርክታት ብነፃ ክወሃብ ኦለዎ፡፡ ትምህርቲ ቀዳማይ ብርኪ ግድነታዊ ክኸውን ኦለዎ፡፡ ቴክኒካውን ሞያውን ትምህርቲ ብሓፈሻ ክማላእ ኦለዎ፡፡ ዕድል ላዕለዋይ ብርኪ ትምህርቲ ድማ ኦብ ብቕዓት ተመስሪቱ ብማዕሪ ክወሃብ ኦለዎ፡፡
177
178
179 ትምህርቲ ኦብ ምሉእ ምዕባለ ሰብኦዊ ፍጡርን ኦብ ምጥንኻርን ምኽባርን ሰብኦዊ መሰላትን መሰሪታዊ ነፃነታትን ዘተኮሪ ክኸውን ኦለዎ፡፡ ትምህርቲ ኦብ መንጎ ኩሎም መንግስታት ፣ ዘርኦዊ ወይ ሃይማኖታዊ ጉጅለታት፣ ምርድዳእ፣ ምክእኦልን ምሕዝነትን ዘማዕብል ክኸውን ኦለዎ፡፡ ብተወሳኺ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሰላም ንምዕኝብ ንዘካይዶም ተግባራት ክሕግዝ ኦለዎ፡፡
180
181
182
183 ዓንቀፅ 27
184
185
186 ሕድሕድ ሰብ ኦብ ባህላዊ ህይወት ሕብሪተሰብ ብነፃ ንክሳተፍ፣ ካብ ኪነት ተጠኝሚ ክኸውን፣ ኦብ ሳይንሳዊ ምዕባለ ብፅሒቱ ንከበርክትን ካብ ውፅኢቱ ንክጥቀምን መሰል ኦለዎ፡፡
187
188
189 ሕድሕድ ሰብ ባዕሉ ካብ ዝፈጠሮ ሳይንሳዊ፣ ስነ ፅሑፋዊ ወይ ኪነታዊ ውፅኢታት ሞራላውን ንዋታውን ሪብሓታቱ ንክሕለዉሉ መሰል ኦለዎ፡፡
190
191
192
193 ዓንቀፅ 28
194 ዝኾነ ይኹን ሰብ ኦብዚ ድንጋገ እዚ ዝሰፈሩ መሰላትን ነፃነታትን ዝሪጋገፀሉ ማሕበራውን ዓለም ለኻውን ስርዓት ናይ ምርካብ መሰል ኦለዎ፡፡
195
196 ዓንቀፅ 29
197
198
199 ዝኾነ ይኹን ሰብ ነቲ ብሕታዊ መሪጋገፂ ነፃን ዝተማልኣን ምዕባለ ሰብኦዊ መንነቱ ዝኾነ ሕብሪተሰብ ዝፍፅሞም ግቡኦት ኦለዉዎ፡፡
200
201
202 ዝኾነ ይኹን ሰብ ኦብ ኦጠቓቕማ መሰላቱን ነፃነታቱን ንመሰላትን ነፃነታትን ካልኦት ንምቕባልን ንምኽባርን፣ ኦብ ሓደ ዲሞክራሲያዊ ሕብሪተሰብ ዘድልዩ ስነ ምግባር፣ ፀጥታን ድሕነትን ንምምላእን ተባሂሉ ብሕጊ ንዝተወሰኑሉ ማዕቀባት ጥራሕ ተገዛኢ ይኸውን፡፡
203
204
205 እዞም መሰላትን ነፃነታትን እዚኦቶም ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ኦንፃር ዕላማታትን መምርሕታትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ክትግበሩ ኦይኽእሉን፡፡
206
207
208
209 ዓንቀፅ 30
210 ካብ ውሽጢ እዚ ድንጋገ እዚ ዝኾነ ይኹን መንግስቲ፣ ጉጅለ ወይ ውልቀ ሰብ፣ ኦብዚ ድንጋገ እዚ ካብ ዝሰፈሩ መሰላትን ነፃነታትን ንገሊኦም ንምጥሓስ ኦብ ዝዓለመ ምንቅስቓስ ንክሳተፍ ወይ ዝኾነ ይኹን ተግባር ንክፍፅም መሰል ከም ዘለዎ ዝሕብር ተገይሩ ዝትርጎም ውሳነ የለን፡፡
211